ዝ.ፓ.ል.ኢ

ዓይነታት ግልጋሎት
  • ባዕኸር ዝ.ፓ.አ.ኢ ፍሉይ ልእኽቶ ንምስኻዕ ዝተጣየሸ ማእኸል ብምዃኑ እዞም ዝስዕቡ መሰረተ_ልምዓትን ግልጋሎታትን ዘማለአ’ዩ፤
  • ኣብቲ ማእኸል ኣብ ባዕሉ ምስፍሕፋሕ መሰረተ_ልምዓት፤ምምሕያሽ፤ ምዝማን፤ ምስፋሕን ምክፍፋልን መሰረተልምዓትን መስመራትን ዝሓቆፈ እንትኸውን እዚኦም ‘ውን መስመራት ነዳዲ፤ማይ፤መብራህቲ፤ ስልክን መንገድን የጠቃልል፡፡
  • ኣቕርቦት ፍሉይ ግልጋሎት መሰረተ_ልምዓት ሕርሻ እዙይውን ምህርቲ መኸዘኒ (መዕቀቢ) ቀዳማይ ደረጃ ናየ ምህርቲ ፕሮሰሲንግ (መፍረይ) መሳርሒ ዝሓዘ’ዩ፡፡
  • ኣቅርቦት ሓፈሻዊ ግልጋሎት መኽዘንን መጓዓዝያን
  • ኣቕርቦት ደገፍቲ መሰረተልምዓታት ማለትውን ማሕበራዊ መሰረተልምዓትን መንበሪ ኣባይትን

እዞም ኣብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስፍሓት ዘለዎም ናይ ሼድ ቦታታትውን ተዳልዮም ኣለው፤

  • 1500 ስኩየር ሜትር
  • 2500 ስኩየር ሜትር
  • 3500 ስኩየር ሜትር
ሓበሬታታት
UNIDO-AICS Cooperation

Operationalization and Sustainability of IAIPs in Ethiopia (OS-IAIP) Project Factsheet

ዜና
ክስተታት
There are currently no events.