ዓይነታት ግልጋሎት
Bure IAIP is a special purposes vehicle (SPV). Key facilities and services include:
- ኣብቲ ማእኸል ኣብ ባዕሉ ምስፍሕፋሕ መሰረተ_ልምዓት፤ምምሕያሽ፤ ምዝማን፤ ምስፋሕን ምክፍፋልን መሰረተልምዓትን መስመራትን ዝሓቆፈ እንትኸውን እዚኦም ‘ውን መስመራት ነዳዲ፤ማይ፤መብራህቲ፤ ስልክን መንገድን የጠቃልል፡፡
- ኣቕርቦት ፍሉይ ግልጋሎት መሰረተ_ልምዓት ሕርሻ እዙይውን ምህርቲ መኸዘኒ (መዕቀቢ) ቀዳማይ ደረጃ ናየ ምህርቲ ፕሮሰሲንግ (መፍረይ) መሳርሒ ዝሓዘ’ዩ፡፡
- ኣቅርቦት ሓፈሻዊ ግልጋሎት መኽዘንን መጓዓዝያን
- ኣቕርቦት ደገፍቲ መሰረተልምዓታት ማለትውን ማሕበራዊ መሰረተልምዓትን መንበሪ ኣባይትን
እዞም ኣብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ስፍሓት ዘለዎም ናይ ሼድ ቦታታትውን ተዳልዮም ኣለው፤
- 1500 ስኩየር ሜትር
- 2500 ስኩየር ሜትር
- 3500 ስኩየር ሜትር
- 4500 Square Meters